ማልት 5 ሚሊየን ብር ዝዋገኡ መመርመርይ ተስትኪታት ኮቪድ-19 ንቢሮ ጥዕና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) 5 ሚሊየን ብር ዝዋገኡ መመርመርይ ተስትኪታት ኮቪድ-19 ንቢሮ ጥዕና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብመልክዕ ድጋፍ ኣበርኪ።
ብብርኪ ክልል ቐረብ መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ሕፅረት ከም ዘሎ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ እቲ ደገፍ ነቲ ዘጋጠመ ፀገም ኣብ ምፍታሕ ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ተገሊፁ።
እቲ ማሕበር ቅድም ክብል እውን ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ ብርክት ዝበሉ ናውትታት ኣናሓገዘ ክምዝመፅአ ዋና ዳይረክትር ኣክሊሉ ሃይለሚከአልን ምክትል ቢሮ ዶ/ር ሪአ ኢሳያስን ኣብቲ ርኽክብ ሓቢሮም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
Comments (0)
Add Comment