ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንክልላት ዓፋርን ሶማሌ ሓገዝ 60 ሚሊየን ብር መግባሩ ኣፍሊጡ።

የገንዘብ ድጋፉን የሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ዋና ስራ አስፈፃሚ አቶ ጀማል አሕመድ በሰመራ እና ጅግጅጋ ከተማ በመገኝት አስረክበዋል

እቲ ሓገዝ ገንዘብ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣይተ ጀማል መሓመድ ኣብ ከተማታት ሰመራን ጅግጅጋን ተረኺቦም ኣረኪቦም።

ርእሳነ ምምሕዳር ክልተአን ክልላት ኣይተ ኣወል ኣርባን ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድን ንዝተገበረ ሓገዝ ኣመስጊኖም።

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሓገዝ ካብ ምግባር ብተወሳኺ ኣብ ክልላት ኣብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ከምዝዋፈር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment