ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዩኒዶ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒዶ) ገርድ ሙለር ዘቲየን።

ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፥ ኣብ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚን ፓሊሲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያን ኣብቲ ዘተ መብርሂ ሂበን።

ገርድ ሙለር ብግደኦም፥ ኢትዮጵያ ልዑል ዓቕሚ ዘለዋ ሃገር ኢያ ኢሎም።

እቲ ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ንምስሓብ ምጥቃም ከምዘድሊ ምግንዛቦም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment