ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ማእኸል ሲዲሲ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማትን ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ማእኸል መቆፃፀሪ ሕማማት ኣብ ኣፍሪካ መሪቖም ከፊቶም።

እቲ ማእኸል ዝተረፉ ስራሕቲ ህንፀት ብቕልጡፍ ንምዝዛም ብምውዳድ እናተሰርሀ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተገሊፁ፡፡

ብወንደሰን አረጋኸኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment