ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣንካራ ዝተሃንፀ ኤምባሲ ኢትዮጵያ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣንካራ ዝተሃንፀ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቩሉት ካቩሶግሉ እውን ተረኺቦም ኢዮም።

እቲ ኤምባሲ ብነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ እምነ ኩርናዕ ከምዝተነበረሉ ይዝከር።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቩሉት ካቩሶግሉ እቲ ኤምባሲ ምህናፁ፥ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን ከምዘጠናኽር ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment