ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ፓርክ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡
ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ሚኒስትር÷ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡