ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስት ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ፍሊፖ ግራንዴ መንግስታት ተዛቲዮም።

እቶም ኮሚሽነር ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዓስከር ስደተኛታት ዑደት ምግባሮም ይፍለጥ።

ኢትዮጵያ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ትስራሕ ሃገር ኢያ።

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment