ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ  ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ  ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ተዛቲዮም።

እቶም ሚኒስትር ገንዘብ፥ ኣብ ቀጠናዊ ምትእስሳር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ድሕንነትን ብዘጠናኽር መገዲ  ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

እቲ ምትሕብባር ንኹለን ኣባል ሃገራት ከምዝረብሕ እውን ገሊፆም።

ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ብግደኦም፥  ፕሮግራማት ኢጋድ  ብኣግባቡ ንምትግባር ትካላዊ ዓቕሚ ምህናፅ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment