ሚኒስትር ገንዘብን ዕደናን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ዮኒስ ዓሊ ጉዲ ተዛቲዮም።

ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ዕደና ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ጉዳያት ምልዛቦም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ብተመሳሳሊ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ዘተኦም፥ ኣብ ከልቲኣዊን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ብምድሃብ ምልዛቦም ሓቢሮም።

ብተወሳኺ ብክልቲአን ሃገራት ንምትግባር ዝተኣንፈቱ ፕሮጀክቲታት ዝበፅሕሉ ከይዲ ከምዝገምገሙ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment