ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ፋርዶዋስ ኦስማን ኤጋል ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኸንን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ኣቀባብላ ገይረናሎም፡፡

እቲ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት÷ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪዬሽን ዘለወን ክልተኣዊ ምትሕብባር ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ከምዝዝትዩ ካብቲ ሚኒስቴር ዝርሐብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment