ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ከድር ጁሃርን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋ ዑደት ገይረን።

ኣብቲ ዑደት ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ሓላፊ ቤት ጨንፈር ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያን ሓላፊ ዘፈር ውዳበን ኣይተ ሳዳት ነሻን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ከምዝተሳተፉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋ ብምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብ150 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ተሃኒፁ ቅድሚ ክልተ ዓመት ተመሪቒ ናብ ስራሕ ምእታዉ ይዝከር፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment