ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሃብሎም ጣቢያታት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዝወሃብሎም 41 ጣቢያት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚቦም።

እቶም ሚኒስትር ነቶም ተፈተንቲ ኣበረታቲዖም።

ኣብቲ ዑደት ሓላፊ ኤጀንሲ ሃገር ለኸ ፈተናታት ዶክተር ዴላሞ ኦቶሬ፣ ኣማኻሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጥላሁን ፍቃዱን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ዘላለም ሙላቱን ተሳቲፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment