ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎሰቲኒ ፓሌዝ ዘቲየን።

እቲ ዘተ ታሪኻዊ ዝኾነ ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ምትሕብባራት ንምስፋሕን ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ኣጎሰቲኒ፥ ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩለ መዳያዊ መትሕብባር ክብ ንምባል ድልዋት ከምዝኾኑ ምርግጋፆም ኣብ ዕላዊ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment