ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም።

ኣብቲ ዑደት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ዳይሬክተር ካንትሪ ባንኪ ዓለም፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ባንኪ ዓለምን ተረኺቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment