ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊን ሓፈሻዊ ኩነታትን ግድብ ኣድሂቦም መኺሮም፡፡

እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ዘተ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ እናተኻየደ ዘሎ ድርድር ኣመልኪቶም ሓፈሻዊ መብርሂ ሂቦም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment