ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ሚኒስትር ሕርሻ ቱርኪ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ዓቕሚ ልምዓት ማይ፣ ኢነርጂን ሚቲዮሮሎጂን ትኹረት ገይሮም፡፡

እቲ ልዝብ ጎድና ጎድኒ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ማይ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተኻየደ ምዃኑ ካብ ኤጀንሲ ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment