ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ፣ ማዳጋስካርን ኬፕ ቨርዲን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ኦተማን ጃርዲ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ፖትሪክ ራአጆልንትን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬፕ ቨርዲ ማሪያና ዳጃምላን ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 40 ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ሚኒስትራት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ዋና ሹም ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምሕረተኣብ ሙሉጌታ ኣቀባብላ ከምዝገበሩለን ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment