ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ስምምዕነት ዓለም ለኸ ፍልሰት ኣድሂቦም ኣብ ሞሮኮ ራባት ዘተ ኣካይዶም።

ኣብቲ መድረኽ፥ ብብርኪ ዓለም እቲ ስምምዕነት ተግባራዊ ምስ ምግባርን ምፍፃምን ብዝተዛመደ ውፅኢት ዘመዝገባ ሃገራት ተሓሪየን።

ሚኒስትራት እተን ዝተፈላለያ ሃገራት አውን  ዘተ ኣካይዶም።

ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደው ብኢንተርኔት ተሳቲፎምም።

ኢትዮጵያ ነጀቲ ስምምዕነት ተግባራዊ ኣብ ምግባር ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፆም።

ኩለን ሃገራት ሓላፍነተን ክዋፅኣ ከምዝግባእ እውን ሓቢሮም።

ኢትዮጵያ ንሕጋዊ፣ ስሩዕን ስርዓቱን ደሕንነቱን ንዝሓለወ ምንቅስቓስ ሰባት ተግባራዊ ምዃነ ዘለዋ ቁርፀኝነት ምብርሆም ካብ ሚኒስቴር ፈትሒ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment