ኣዲስ ኣበባ፣4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት መዓልቲ መፍረያይነት ዝጠመተ ኣብ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ዕለት ‘’ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራይነት’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ።
ሚኒስትራትን ሚኒስትር ዴኤታትን ኢንዱስትሪ፣ ስራሕን ክእለትን ንግድን ቀጠናዊ ምትእስሳርን፣ ማዕድንን እቶትን እዮም ኣብቲ ዑደት ተሳቲፎም።
ኣብቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማት ትካላት ብዝገብርኡ ምውዳድ ስራሕ ንምፍታሕ ዘኽእል ዑደት ከምዝነበር ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ታረቀኝ ቡሉልታ ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።