ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ጂ ኣይ ዜድ ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ትካል ልምዓት ጀርመን (ጂ ኣይ ዜድ) ዘሰናድኡዎ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዕላዊ ኮይኑ።

ቀንዲ ዕላማ ኣሳታፊን ዝተዋደደን ፕሮጀክት ትልሚ ምድላው ኣጠቓቕማ መሬት ኢትዮ ጀርመን፥ ብብርኪ ሃገር ከምኡ እውን ኣብ ዝተመረፁ ክልላት ኣሳታፊን ዝተዋደደን ዝተዋደደን ኣጠቓቕማ ፖሊሲታት፣ ሕጊታትን ትካላዊ ውዳበታትን ንምምሕያሽ ከምኡ እውን ኣብ ዝተመረፁ ከባቢታት ንመርኣያ ዝኾኑ ትልሚታት ኣጠቓቕማ መሬት ብምድላው ፍትሓዊ፣ ውፅኢታዊን ኣሳታፊን ኣጠቓቕማ መሬት ንምስንዳእ ዝዓለመ ኢዩ፡፡

ስምምዕነት እቲ ፕሮጀክት 5 ሚሊየን ዩሮ እንትኸውን፥ ዝተመደበ ገንዘብ ፈሰስ ዝግበረሉ ሓበራዊ ፕሮጀክት ሚኒስትር ዲኤታፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ ዶክተር ነመራ ገበየሁ ዕላዊ ገይሮምዎ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment