ሚኒስቴር ጥዕና ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 30 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ግምባር ናተቃለሰ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝውዕል 30 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

ካብ ሞንጎ እቲ ሓገዝ እቲ 30 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብ ዝተገበረ እንትኸውን፥ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ድማ ብዓይነት ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቲ ሓገዝ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ንሚኒስትር ዲኤታ ዘፈር ፋይናንስ ማርታ ሊዊጅ ከምዘረከበኦ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment