ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፈንድ ስነ-ህዝቢ (ዩኤንኤፍፒኤ)ን ኣብ ሰብኣዊ ምላሽን ካልኦት ዓውዲታትን ዘለወን ምትሕብባር ንምድንፋዕ ተስዕሚዖም።
ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ምስ ዳይሬክተር ስነ-ፈንድ ህዝቢ ሰብኣዊ ምላሽ ውሕመ ሾኮ ዘራካኪን ተወካሊ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኮፊ ኩዋሜን ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተቾም ድማ÷ ሚኒስቴር ጥዕናን ዩኤንኤፍፒን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ውፅኢታዊ ምኽክር ከምዝተገበረ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡
እቶም ትካላት ኣብ ሓደጋን ሰብኣዊ ምላሽን ዘለዎም ምትሕብባር ብዝበለፀ ንኸደንፍዑ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሓቢሮም፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com