ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ መዓልቲ ወለታዊነት ምኽኒያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ።
ሎሚ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ እቲ ዕለት ምኽኒያት በምግባር ንህፃናትን ዝተፀገሙ ሰባትን ውህብቶም መኣዲ ምእንጋድን ከምዝተፈፀመ ተዛሪበን።
ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ዕዮ ብዘዋፅእዎ ገንዘብ ደገፍ ከምዝተገበረን እቲ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅልን ምርግጋፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።