ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ።

እቲ ሰልጠና ኣብ ርከብ ወፃኢን ምሕላው ብሄራዊ ረብሓን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ስልጠና ዘህቡ ዘለዉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለይ፥ ኢትዮጵያዊያን ሓድነት ካብ ዝመቓቕል ኣተሓሳስባ ንባዕልቶም ከላቕቑ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ኢትዮጵያ ብኢኮኖሚ ዝማዕበለት አኳ እንተዘይኮነት ብሓያላት ሃገራት ዘምራሕ ዓለም ውሽጢ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ግደኣ ምርኣይ የድሊ ምባሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment