ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 25 ኢትዮጵያውያን ኣብ ማላዊ “ሞይቶም ተረኺቦም” ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ እእናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኢዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 25 ኢትዮጵያውያን ኣብ ማላዊ “ሞይቶም ተረኺቦም” ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ምስ መንግስቲ ማላዊ ብምዃን እእናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡

ምዚምባ ኣብ ዝበሃል ሰሜናዊ ግዝኣት ማላዊ ኣብ ዝርከብ ዱር ብዝተረኸበ ጅምላ መቓብር ኣስከሬን ስደተኛታት ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ፍልፍል ፖሊስ እታ ሃገር ፀሪሐን ዝተፈላለያ ማዕኸናት ዜና ዓለም ምፅብፃበን ይፍለጥ።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ 25 ኢትዮጵያውያን ኣብ ማላዊ “ሞይቶም ተረኺቦም” ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ምስ መንግስቲ ማላዊ ብምዃን እእናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment