ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ክሰርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓወት ዲፕሎማሲ ኣብ ፈተና ብዝበለፀ ምስፋሕ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝሰርሕ ገሊፁ።

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ካብ 9 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ስልጠና ከምዝወሃቡ ተሓቢሩ።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋን ፀገም ዝረኸበቶ ዓወት ምፅናዕን ምስፋሕን ዘኽእል ስልጠና ከመእትህብ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment