ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ራይሸል ኦማሞ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዋ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ዱዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺበን ኣቀባብላ ገይረናለን።

ሚኒስትር ራይሸል ኦማሞ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት፥ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብለይኩን ዓለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment