ሚኒስቴር ገንዘብ መምርሒ ግልፅነትን ተሓታትነትን ፋይናንስ ተግባራዊ ኣብ ልዕሊ ዘይገብሩ ትካላት ስጉምቲ ክወስድ ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ መምርሒ ግልፅነትን ተሓታትነትን ፋይናንስ ተግባራዊ ኣብ ልዕሊ ዘይገብሩ ትካላት ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ።

መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ፋይናንስ ፌዴራልን ክልላትን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡

ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዳይሬክተር ምምሕዳር ወፃኢ መንግስቲ ኣይተ ዳዊት ሽመልስ፥ ኣብ ኩለን ሰብ በጀት ቤት ዕዮታት መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ተግባራዊ ንኽግበር በቲ ሚኒስቴር ዝወፅአ መምርሒ ግልፅነትን ተሓታትነትን ፋይናንስ ተግባራዊ ኣብ ዘይገብሩ ትካላት ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝውሰድ ኣገንዚቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment