ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ።

እቲ ሚኒስቴር ካብ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኮሪያ ብዝተረኸበ 30 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ኢዩ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ክኸውን ተባሂሉ።

ነዚ ፕሮጀክት “WAVUS JV” ምስ ዝተብሃለ ኩባንያ እታ ሃገር ስምምዕነት ኮንትራንት ከምዝተኸተመ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ፥ ክልቲአን ሃገራት ብኢኮኖሚ፣ ፖለቲካን ማሕበራዊን ዘለወን ርክብ ዝማዕበለ ከመዝኾነ ተዛሪበን።

ብተወሳኺ ብደም ዝተዛመደ ብምዃኑ እቲ ስምምዕነት ነዚ ታሪኻዊ ዝምድና ብዝበለፀ ዘጠናኽር ኢዩ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment