ሚኒስቴር እቶት 360 ቢሊየን ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት 360 ቢሊየን ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ።

ስትራቴጂክ ፕላንን ፕሮጀክት ምምሕዳርን ዳይሬክተር ኣይተ ፍቃዱ ታደሠ፥ እቲ ትልሚ ንላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ኣቕሪቦም።

ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኢትዮጵያ ሓደ መበገሲ ትልሚ ከምዝኾነን ኣታዊ ብብቕዓት ንምእካብ ብቴክኖሎጂ ዝተገበረ ኣሰራርሓ ትኹረት ተዋሂቡ ተግባራዊ ከመዝግበር እቶም ዳይሬክተር ምዝራቦም ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment