ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ልዕሊ 221 ቢሊየንን 487 ሚሊየንን 562 ሺሕን 425 ነጥቢ 97 ብር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር 240 ቢሊየንን 338 ሚሊየንን 604 ሺሕን 387 ነጥቢ 02 ብር ንምእካብ ትልሚ ሒዙ ከምዝነበረ ድማ ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ ካብ ዝተለሞ እቲ 92 ነጥቢ 16 ከምዝኣከበ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment