ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ከቲሙ።
እቲ ሰርዓት ከፈልቲ ግብሪ ናብ ባንኪ ምኻድ እንተይኣድለዮም ኣብ ዘለውዎ ቦታ ብምዃን ከፍሊቶም ንክፍፅሙ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኣታዊኦምን ወፃኢኦምን በቲ ኣሰራርሓ ብምጥቃም ንትካል ኣካቢ ግብሪ ዘፍልጥሉ መገዲ ኢዩ ተባሂሉ።
ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ሓዊሱ ንግድ ባንክ፣ ዳሽን፣ ኣዋሽ ፣ ህብረትን ብርሃን ባንከን ምስ ኒስቴር እቶት ስነ ስርዓት ፊርማ ዝፈፀሙ ትካላት ኢዮም።
ብብስራት መንግስቱ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።