ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ንተመዛበልቲ ወገናት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ካብ ሰራሕተኛታትን ለገስቲን ዘተኣኻኸቦ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ኣረኪቡ።

ጉጅለ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፥ 66 ሺሕን 400 ዝኾኑ መራሕቲ ስድራ ካብ ሓሙሽተ ወረዳታት ተመዛቢሎም ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ከተማ ዱብቲ ከምዝርከቡ ኣረጋጊፁ።

ሓላፊ ኮሚሽን ድሉውነትን ምክልኻል ሓደጋን እቲ ክልል ኣይ መሓመድ ሑሴን፥ እቶም ተመዛበልቲ ካብ ወረዳታት በራህሌ፣ ኮነባ፣ ኣብዓላ፣ ኢረብቱን ዳሉልን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ኣብሪሆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment