ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ጥረ ገንዘብን መናፅሂን ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝተገበረ ኢዩ፡፡

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊ÷ ሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንዝገበረኦ ሓገዝ ኣመስጊነን፡፡

ሚኒስትር ዲኤታ ትምህርቲ ሳሙኤል ክፍሌ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘበርከቱሉ እዋን ከምዝሓበሩዎ÷ ካብ ሓገዝ ሓሊፉ ነሰራዊት ምክልኻል ኣብ ምዝማን ብሓባር እናሰርሑ ከምዝርከቡ ገሊፆም፡፡

ብቤተልሔም መኳንንት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment