ሚኒስቴር ትምህርቲ ንመዳለዊ ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ካብ መሓዙት ኣካላት ድጋፍ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ መሓዙት ትካላት ሚኒስቴር ትምህርቲ ንዝገብሮ ምድላው ምምሃር ምስትምሃር 2014 ዓ.ም ድጋፍ ገይሮም።

ናውቲ መምሀሪን መሕለዊ ፅሬትን ነቶም ሚኒስትር ሓገዝ ተገይሩሉ፡፡

ንልዕሊ 20 ሺሕ ዝኾኑ ተምሃሮ ሓገዝ ቦርሳ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ሓለፍቲ ስራሕ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ተረኪቦምዎ፡፡

እቶም ሚኒስትር፥ መንግስቲ ቻይና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንኢትዮጵያ ሓገዝ እናገበረ ከምዝኾነ ብምግላፅ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

እቲ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት፥ ፕሮጀክት ፖንዳ ጃክን ዕድጊት ኤሌክትሮኒክስ ኣሊባባን ኢዮም፡፡

ብሲሳይ ጌትነት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment