ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ን6 ነጥቢ 9 ሚሊየን ተምሃሮ ተረባሒ ዝገበረ መርሃ ግብሪ ምግባ ተምሃሮ ኣብያተ ትምህርቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ።
ሚኒስቴር ትምህርቲት ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ተገምጊሙ።
ኣብቲ ገምጋም ብሰንኪ እቲ ዝነበረ ኲናት ዝዓነዉ ኣብያተ ትምርቲ መሊስካ ኣብ ምህናፅ ኣብ ቀፃሊ ጠመተ ሂብካ ከምዝስራሕ ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ ተግባራዊ ንምግባር በዝተሰርሐ ስራሕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበረ ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።