ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህሊ ሩሲያ በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣዳራሽ ፑሽኪን ምድላው ኣቕሪቡ።
ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታት ዝጎልሁሉ መርሃ-ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ፑሽኪን ዘሰናደኦ እቲ ሚኒስቴር÷ ምስ መምርሒ ርክባት ወፃኢ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ሩሲያን ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዝተሰናደአ ኢዩ፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ÷ ብሃይማኖታዊ ዝማሬ መዘምራን ሰርጊየስ ላቭራ ስላሴታት ሩሲያን ተምሃሮ ስነ-መለኮት ሞስኮን ዝደመቐ ነይሩ፡፡
ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኤቭጌኒ ተረኪን÷ እቲ መርሃ – ግብሪ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፣ ባህሊ፣ ባህሊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትን ኢትዮ-ሩሲያ ንምፍላጥን ንምጥንኻርን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡
ብወንደሰን ኣረጋሀኝ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com