ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣየር ወለድን ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መበል 12 ዙር ኣየር ወለድ ብርጌድን መበል 34 ዙር ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ።

እቶም ተመረቕቲ ብላቴ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሌተናል ጀኔራል ባጫ ደበሌ፣ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ፍሉይ ወፍሪ ሜጀር ጀኔራል ሹማ ኣብደታን ዋና ኣዛዚ ሪፐብሊካን ጋርድ ሜጀር ጄኔራል ብርሀኑ በቀለን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment