ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ከምኡ እውን ምስ ሰብ ሞያ  ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ።

ቀንዲ ዛዕባ አቲ ዘተ ድማ ኣብ ፖሊስ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ካብቶማ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን እተን ክልላት ዝርከቡ ሓሳባት ተኻቲቶም ነቲ ፖሊሲ እታወት ክኾኑ ኢዮም ዝተብሃለ እንትኸውን፥ ካብዚ ብተወሳኺ ድማ ምስ ዝሕደሱ ሓይሊታት እንታይ ክስራሕ ኣለዎ ዝብል ንዘተ ክቐርብ ኢዩ፡፡

ክልላት ኣብቲ ዓውዲ ዝስርሑዎ ስራሕን ዝገጠሞም ማሕለኻን ከምኡ እውን ኣብ 2025 ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንምብፃሕ ዝተትሓዘ ትልሚ ዝምልከት ልዝብ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ፥ ንኢትዮጵያ ምልዋጥን ኣደታት ኢትዮጵያ ምጥቃምን እንተተደሊዩ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉ ኣካላት ዝሕደስ ሓይሊ ከሕስፋሕፍሑ ከምዝግባእ ብምግላፅ፤ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ናይ ባዕሉ ብፅሒት ክዝዋፃእ ተዛሪቦም፡፡

ብፈቲያ ኣብደላ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment