ሚኒስቴር መዓድን ምስ ሽዱሽተ ኩባኒያታት መውፃእቲ እምኒ ፈሓም ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ምስ ሽዱሽተ ኩባኒያታት መውፃእቲ እምኒ ፈሓም ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

እቶም ኩባኒያታት ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ እንትኣትዉ፥ ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ተእትዎ እምኒ ፈሓም ሙሉእ ብሙሉእ ዘትርፉ ኢዮም ተባሂሉ።

ሚኒስትር መኣድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ከምዝበሉዎ፥ እቶም ኩባኒያታት እቶም ፕሮጀክታት ሃገራዊ ከምዝኾኑ ተገንዚቦም ኣብ ዝተቐመጠሎም ገደብ እዋን ክዛዝሙ ኢዮም ዝብል ተስፋ ኣሎ።

“ንውፅኢታውነቱ ድማ ኩሉ ሓገዝ ክንብር ኢና” ኢሎም።

ብቆንጂት ዘውዴ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment