ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ፀፅታን ስራሕቲ ቁፅፅርን ብሓባር ንምስራሕ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣብ ፀፅታን ስራሕቲ ቁፅፅርን ብሓባር ንምስራሕ ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኣብ ዓውዲ መዓድን ሕጊን ስርዓትን ንምኽባርን ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ስርዓት ንምትሓዝ ቀንዲ እታወት ትልሚ ዝቕፅል ዓመት ከምዝኾነ ገሊፆም።

ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብ ፀፅታን ስራሕቲ ቁፅፅርን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ከምዝተፈራረሙን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝኸውንንገሊፆም።

በስምምነቱ መሰረትም በድንበር አካባቢዎች ህገወጥ የወርቅ ዝውውር ለመከላከል ና ጠንካራ ቁጥጥር የሚደረግ ሲሆን፥ ወርቅ ወይም ሌሎች ማዕድናት በሚወጣባቸው አካባቢዎች ባሉ አዘዋዋሪዎች ላይ ጠንካራ ፍተሻ የሚደረግ ይሆናል ነው ያሉት

ብመሰረት እቲ ስምመዕነት ድማ ኣብ ዶብ ከባቢታት ዘይሕጋዊ ዝውውር ወርቂ ንምክልኻልን ጥንኩር ስራሕቲ ቁፅፅር ዝግበር እንትኸውን፥ ወርቂ ወይ ድማ ካልኦት መዓድናት ዝወፅአሎም ከባቢታት ጥንኩር ፍተሸ ከምዝግበር ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment