ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ንክልል ትግራይ 4 ትራክተራትን 91 ጀነረተራት ማይን ደገፍ ገይሩ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ወረዳ እንደርታ ዝግበር ዘሎ ክረምታዊ መፍረያይነት ብዝምልከት ዑደት ኣሰዋሊጦም።
ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ምንቕቓሕ ሓረስቶት ተስፋ ዝህብ ኢዩ ኢሎም።
ሚኒስቴር ሕርሻ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር እውን ኣረጋጊፆም።
እቶም ሓረስቶት ክረምታዊ መፍረያይነት ሕርሻ ሓዊሱ ኣብ ዕቀባ ሓመድን ማይን፣ ዓውዲ ልምዓት እንስሳት ዝገብርዎ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ብዝምልከት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።
ኣመሓዳሪት እቲ ዞባ ወ/ሮ ሊያ ካሳ፥ ኣብ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ኣብዚ ዓመት ኣብ ስራሕቲ ዕቀባ ሓመድን ማይን ዝተርኣዩ ክፍተታት ኣብ ምምላእ ክስረሐሉ ኢዩ ምባለን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።