ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ዘለወን ክልቲኣዊ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ብምርካብ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ ደብዳበ ንፕሬዚዳንት ሙሴቬኒ ከምዘብፅሑ ኣብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment