ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ።
ኣካያዲ ስራሕ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ብሩክ ኤባ፥ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ተርባይን ብዘጋጠሞ ፀገም ካብ ወርሒ ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓደ ዓመትን ሰለስተ ኣዋርሕን ኣብ ስራሕ ኣይፀንሐን።
ካብ 15 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ እቲ ፀገም ዘጋጠሞ ተርባይን ተፀጊኑ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ገሊፆም።
ብመሰረት እዚ 12 ነጥቢ 5 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምፍልፋል ምኽኣሉ ኣረዲኦም።
እቲ ሓይሊ ካብቲ ዝተገለፀ ዕለት ጀሚሩ ናብ ብሄራዊ ቋት ይኣቲ ከምዘሎ ተዛሪቦም ከበል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።