መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ንሽይጣት ቀሪቡ።

እቲ መፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንሽይጣት ምቕራቡ ይዝከር።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ኣብ ኢትዮ ፖስት(Ethio Post shop) ኦንላይን ንሽይጣት ምቕራቡ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ቀፂሉ ብዘሎ ጠነግ ethio.post/product/genera ብምእታው ብብርኪ ዓለምን ስሩዕን ስርዓታት ዕዳጋ ክፍቲት ብምፍፃም እቲ መፅሓፍ ምዕዳግ ከምዝከኣል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment