መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ህንፀት እቲ ሰብስቴሽን ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመትን ፈረቓቀን ዝተዛዘመ እንትኸወነ፥ 9 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ።

ብበረከት ተካልኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment