መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ላሊበላ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ላሊበላ ናይ ውሽጢ በረራ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ዳግም በረራ ጀሚሩ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ላልይበላ ልዑል ዘረፋን ዕንወትን ምፍፃሙ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ናብታ ከተማ ዝገብሮ በረራ ኣቋፁ ምፅንሑ ይዝከር፡፡

ሎሚ መዓልቲ ድማ ዳግም ናብ ላሊበላ ዝገብሮ በረራ ብዕሊ ከምዝጀመረ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸቦ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment