መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ፅዕንቶ ተፃዊሩ ብምሕላፉ ካብ ኤርባስ ሽልማት ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ዘስዓቦ ፅዕንቶ ተፃዊሩ ብምሕላፉ ካብ ኩባኒያ መፍረዪ ኣውሮፕላን ኤርባስ ሽልማት ተዋሂቡዎ።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ንዘመዝገቦ ዓወትን ብቕዓት ሞያን ኣፍልጦን ሽልማትን ከምዝተውሃቦ ተሓቢሩ።

እቲ ሽልማት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ሎሚ መዓልቲ ተቐቢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment