መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እውን ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ እዋን እውን ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት እቲ ኩባኒያ ብሚኒስቴር ገንዘብን ምምሕዳርን ትሕዝቶን ትካላት ልምዓት መንግስቲን ተገምጊሙ።

ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ኢሳያስ ወልደ ማሪያም ከምዝበልዎ፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመንፅር ዝተፈላለዩ መለክዒታት ካልኦት ዓለም ለኸ ተነሓናሕቲ ትካላት እንትረአ ዝላዓለ ዕብየት ኣርኢዩ ኢዩ።

ኣብቲ ኣፀጋሚ እዋን እውን እንተኾነ ውፅኢታውነቱ ቀፂሉ ኢዩ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment