መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ።

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚኒስቴር ስቪል ኣቬዬሽን ህንዲን 30 ሓምለ 2024 ዓ.ም.ፈ ናብ ህንዲ ሃይደራባድ ሰለስተ በረራታት ንምውሳኽ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም ተገሊፁ።

Comments (0)
Add Comment